ጸብጻብ ዜና ን/ጨንፈር ሳንጋለን


ስምረት ምንቅስቃስ ኤሪትራዋን ንድሕነት ሃገር ንኡስ ጨንፈር ሰትጋለን ስዊዝ ወርሃዊ ኣኬባኡ ብዕለት 26/01/2019 ኣካይዱ። ኣኼባ ከምቲ ልሙድ ብዝክረ ሰማእታት ድሕሪ ምጅማር ናይቲ ማዓልቲ ኣጀንዳ ሓደ ብሓደ ዘትዩ።

1ይ ዓመታዊ ጸብጻብ ፋይናንስ ተዋሂቡ፡

2ይ ዓመታዊ ገምጋም ናይ 2018 ብኣቦ ወንበር ገምጋም ተዋሂቡ።

3ይ ናይ 2019 መሪሕነት ብድመክረሳዊ ኣገባብ መሪጹ።

4ይ ንናይ 2018 ብርኩስ ብምግባር ዝነበረ ድኽመትን ዓወትን ብደቂቕ ዘትዪ።

ሕጂውን ስምረት መገዲ ዓወት እዩ ። ስምረት ናይ ህዝቢ እዩ ደኪ ህዝቢ ኽዓስልዎ ኩሉ ኣባል እጃሙ ክገብር ከም ዘለዎ ኣስሚርሉ።
ብድሕሪዚ ምስ ደለይቲ ፍትሒ ነዚ መድረክ ብከመይ ንግጠሞ ኣብ ዝብል ተማ ተዛትዩ።
ኣብ መወዳእታ ንሕና ከም ስምረት ሓድነት ልዕሊ ኩሉ ስለዝኮን ንሓድነት ክንደፈእ ብምሉእ ድምጺ ኣስሚርሉ። ኣብ መወዳእታ ኣኼባ ብዝክረሰማእታት ዛዚሙ።

ኤሪትራን ኤሪትራውነትን ንዘላኣለም ክነብሩ እዮም።
ሓርነትና ናይ ግድን እዩ

ጸብጻቢ፣ ስምኦን ተወልደመድህን
28 ጥሪ 2019
ፈጻሚት ኣካል ጨንፈር ስ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *